ኣመሪካን መሓዙታን ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ዝኸፍአ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ብራስለስ ይእከቡ። (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 24 መጋ 2022) - a podcast by SBS

from 2022-03-24T16:31:02

:: ::

** መራሕቲ ዓለም ብዛዕባ ወረራ ራሻ ኣብ ዩክሬን ንምዝታይ ናብ ብራስለይ ኣትዮም

 

** ኣፍራዪ መድሓኒታት Moderna ኣብ ሰሜናዊ ንፍቀ ክቢ ናይ ፈለማ ማእከል መፍረ ክታበት mRNA  ኣብ መልበርን ክሃንጽ እዩ።

 

 

** ተቐዳደምቲ ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ኣፍሪቃ ግብጺ 2022 ኩሉ መዳልያታት ወርቂ ወሲዶሞ

Further episodes of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Further podcasts by SBS

Website of SBS