ቀጥታ ምሉእ መደባት SBS ትግርኛ (22 መጋቢት 2022) - a podcast by SBS

from 2022-03-22T11:57:43

:: ::

ካብ ኣርእስታት ዜና፥

** ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ፡ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ እተካይዶ ዘላ ወራር ምስቲ ናዚ ጀርመን ዝገበሮ ተግባራት ኣነጻጺርዎ።

 

** ብኢራን ዝድገፉ ሓይልታት ሁቲ ኣብ ሱዕዲ ዓረን ናይ ነዳዲን መጻረዪ ማይን ትካላት ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቓዕቲ  ፈጺሞም።

 

ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥

መንግስቲ ኢትዮጵያ 95 ሜ/ቶን መድሓኒት ናብ ትግራይ ክኣቱ ፍቓድ ከም ዝሃበን ፤19 ቢልዮን ብር ንትግራይ ከም ዝሰለዐን ኣፍሊጡ።

 

----

መንግስቲ ኤርትራ ንኣመንቲ ወንጌላውያን ከም ዝኣሰረ ተሓቢሩ።

 

ኣብዚ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት፥**  * ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ሻምፒዮናታት ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ በልግረይድ 22 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ሜዳልያታት ሓፊሶሞ፣* ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪ ኮስት 2023 ካብ ምስታፍ ከምዘንሰሓበት ብወግዒ ኣፍሊጣ፣* ኢትዮጵያውያን ደቀንስትዮ ት17 ኩ’እግሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣንጻር ኡጋንዳ ገጢመን ማዕረ ድሕሪ ምውጽአን ናብ ዝቕጽል ዙርያ መጻረዪ ግጥማት ዋንጫ ዓለም መንእሰያት ሓሊፈን፣

 

ኣብ ቃለ መሕትት፥ ምስ ምሁር ጋዜጠኝነትን ናይ BBC Newshour ጋዜጠኛ ተመስገን ደበሳይ መሊሱልና ኣሎ። ካልእን .........

Further episodes of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Further podcasts by SBS

Website of SBS