ቀጥታ ምሉእ ፈነወ SBS ትግርኛ (18 መጋቢት 2022) - a podcast by SBS

from 2022-03-18T17:04

:: ::

ካብ ኣርእስታት ዜና፥

** ናይ ዩክሬን ፕረሲደንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንኮንግረስ ኣመሪካ መደረ ኣስሚዑ

 

**ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንመራሒ ራሻ ቪላድሚር ፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ክብል ጸዊዕዎ

 

 

ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ንትግራይ ዝኸውን 95 ሜትሪክ ቶን መድሓኒናት ተዳልዩ መገዲ ተዓጽዩዎ ይጽበ ከም ዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።

 

ስም ህወሓት ካብ መዝገብ ግብረ-ራዕዲ ክእለ ክለዓል  ዓረና ትግራይ ንዴምክራስን ሉኣላውነትን ፀዊዑ።

 

እስራኤል ካብ ኢትዮጵያ ንበዓል ትንሳኤ ዘኽብሩ ገያሾ ከይመጹዋ ከልኪላ።

 

 

ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** “ምልክታት ሕማም ልቢን፡ ክግበሩ ዝግባእ ስጉምቲታትን” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን።

 

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፥**  ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብብዝሒ ዘዛረቡ ዛዕባታት፡ ጉዳይ ድምጻዊ ፍጹም በራኺ፡ ኣብ ቤንሻንጉል ብሓዊ ክቃጸሉ ዝተገብሩ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈጸመ ዘሐዝን ድንገትን ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ኣብ ኮንተይነር መኪና ኣትዮም ክሓልፉ ዝፈተኑ ዝሞቱ መንእሰያትን።ካልእን .........

Further episodes of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Further podcasts by SBS

Website of SBS