ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ሕዳር 2023) - a podcast by SBS

from 2023-11-28T10:57:07

:: ::

ንሎሚ 28 ሕዳር 2023 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ኣርእስታት ዜና፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋዛ ተገይሩ ዘሎ ምንዋሕ ናይ ሰብኣዊነት ስምምዕ ረድኤት ንምቕራብ እኹል ኣይኮነን ይብል ። ብፍታው እናተሓገዝካ ህይወትካ ምሕላፍ ዘፍቅድ ሕጊ ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ካብ ሎሚ [28 ሕዳር] ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ክውዕል ጀሚሩ። ኣብ ትግራይ ወረዳ ኣበርገለ 46 ሰባት ብሰንኪ ጥምየት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ።

Further episodes of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Further podcasts by SBS

Website of SBS